Fana: At a Speed of Life!

ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዘላቒ ዕቤትን ምትእስሳርን ከተማታት ዘቀላጥፍ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዘላቒ ዕቤትን ምትእስሳርን ከተማታት ዘቀላጥፉ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ 31 ከተማታት ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር እናተወገኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

እተን ሚኒስትር ከምዝበለኦ÷ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ ናብ ካልኦት ከተማታ ዝተስፋሕፈሐ ስራሕ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ንናብራ ዝስማዕማዓ ዝገብር ኢዩ፡፡

ዘበናዊን ስማርትን ከተማታ ብምፍጣር ዘላቒ ዕቤትን ምትእስሳርን ከተማታት ከምዘቀላጥፍ እውን ተዛሪበን፡፡

እቲ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ዘበናዊ ኣሰራርሓ ንኽኽተላ ካብ ምግባሩ ሓሊፉ ፅሩይን ሓምለዋይን ክለብሳ ከምዝገረ ምግላፀን ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.