Fana: At a Speed of Life!

ሳልሳይን ራብዓይን ተርባይናት ግድብ ህዳሰ ስራሕ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይን ራብዓይን ተርባይናት ግድብ ህዳሰ ትማሊ ስራሕ ከምዝጀመሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣበሲሮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ግድብ ህዳሰና ትማሊ ሳልሳይን ራብዓይን ተርባይናቱ ስራሕ ኣጀሚርና ኢሎም።
ካልኦት ዩኒታት ብመሰረት ዝተቐመጠሎም ትልሚ ይፍፀሙ ከምዘለዉ እውን ገሊፆም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.