Fana: At a Speed of Life!

ውድብ ጥዕና ዓለም 8 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ሃንደበታዊ ሕክምና ዝውዕል 8 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ኣብ ሽረን ከባቢኣን ንዝንቀሳቐሱ ሽዱሽተ መሓዙት ኣገልግሎት ወሃብቲ ጉጅለታት ጥዕና ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ፡፡

እዚ ድማ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ 40 ሺሕ ሰባት ንምግልጋል ከምዝውዕል ተሓቢሩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.