Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 234 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 234 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገለግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ 8 ሺሕን 454 ጣቢያታት ፈልሲ 11 ሚሊየን ዜጋታት ምስታፎም ኣብሪሀን።

ክሳብ ሐዚ 93 ሺሕ ሄክታር መሬት ብፈልሲ ከምዝተሸፈነ ብምግላፅ፥ ኣብ መርሃ ግብሪ ክሳብ ሐዚ 234 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ገሊፀን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.