Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ሃረሪ 600 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ።

ረእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል፣ ሰራሕተኛታት መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ተምሃሮ፣ መናእሰይ፣ መምህራንን ሓረስቶትን ይሳተፉ ኣለዎ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.