Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ መንባር ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ መንባር ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ሓዊሱ፥ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰበን ሰራሕተኛታት መንገስቲን ተረኺቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.