Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ብምትካል ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ይካየድ ኣሎ።
 
ኣብ ከተማ ሸገርን ዞባ ሆሮ ጉድሩ ወለጋን ይካየድ ኣብ ዘሎ መርሃ ግብሪ፥ ህዝቢ ብብዝሓት ወፂኡ ይሳተፍ ኣሎ።
 
እቲ መርሃ ግብሪ ክሳብ ሰዓት 12 ምሸት ክፀነሕ ኢዩ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.