Fana: At a Speed of Life!

3ይ ጉባኤ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ይካከድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ጉባኤ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካከድ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ካብ ኩለን ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝተውፃእፅኡ ኣባገዳታትን ሃደ ሲንቄታትን ተሳቲፎም፡፡

ትውልዲ ብምምሃር፣ ሓድነት ብምጥንኻርን ሰላም ኣብ ምሕላውን ግደ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ስርዓት ገዳ ንዝቕፅል ወለዶ ንምምሕልላፍ ብዕቱብ ምስራሕ ከምዝግባእ ምግላፁ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.