Fana: At a Speed of Life!

ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ብዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም።

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ.ም ወግዓዊ ዝኾነ ኣብ ቀላማ ከባቢታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት ‘Partnership for Lowlands Resilience Activity’ ኣፈፃፅምኡ ብዝምልከት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቲ ፕሮጀክት ንሰለስተ ዓመት ዝትግበር እንትኸውን፥ ብዩ ኤስ ኤይድ ብዝወሃብ ደገፍ 3 ሚሊየን ዶላር ከምዝሽፈን ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ክልላት ሶማሌ፣ ዓፋር፣ ኦሮሚያን ደቡብ ኢትዮጵያን ንዝርከቡ ሰበኽ ሳግማት ተረባሕቲ ዝገብር ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.