Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚሬተስ ዓረብ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚሬተስ ዓረብ ሼክ ሻቡት ናህያን ኣል ናህያን ዘቲዮም።

ክልቲአን ሃገራት ኣብ ክልቲኣዊን ዞባዊን ዛዕባታት ምዝታዮም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.