Fana: At a Speed of Life!

17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣሰርና ነንብር-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣሰርና ነንብር ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብሓደ መንፈስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣሰርና ነንብር ብምባል፥ ሓደ እንተኾይንና ካብዚ ንዓቐብ ንኽእል ኢና ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።

ዓበይቲ ካብ 20 ንዓቐብ፣ ሰገናት ካብ 10 ንዓቐብ ፈልሲ ብምትካል ንሃገር ዘለና ፍቕሪ፣ ንትውልዲ ዘለና ውሀብቶ ኣብ ግቡእ ቦታ ንግለፅ እውን ኢሎም።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.