Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ንሰናይ ምምሕዳር፣ ልምዓት፣ ምርግጋፅ ፍትሒ ሓላፍነቶም ብትግሃት ክዋፅኡ ይግባእ ኢለን።

ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣገልግሎት መንግስቲ ስሉጥ ብዝኾነ መገዲ ህዝቢ ናይ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ተረባሕቲ ዝገብር ብዙሓት ሕጊታት ከምዘውፅእ ሓቢረን።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣፈፃፅምኦም ብምርኣይ ሹመት ኣፈፀምቲ ኣካላት መርሚሩ ከምዘፅድቕ ሓቢሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.