Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ መድረኽ ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ቢሮ ጥዕና ክልላት ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምክያድ ጀሚሩ፡፡

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣብ ዝገበረኦ መኽፈቲ መደረ÷ እቲ መድረኽ ሕድሕድ ንምምህሃር፣ ተግባራት ብምግምጋም ጥንካረን ክፍተታትን ፈሊኻ ቀፃሊ ኣንፈት ንምቕማጥ ዘለዎ ግደ ዕዙዝ ከምዝኾነ ገሊፀን፡፡

ስራሕቲ ጥዕና ሓበረዋ ኣብ ዝኾኑ ኩሎም ነገራት ተዋዲድካ ምስራሕ እንተተኻኢሉ ውፅኢታዊ ክኸውን ከምዝኽእል እውን ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.