Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 209 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 209 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ።

ንተመለስቲ ወገናት ሓገዝ ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተወገነ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ፡፡

ካብ 4 ከሚያዝያ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ እናተሳለጠ ኣብ ብዝርከብ ዜጋታት ናብ ሃገር ናይ ምምላስ ስራሕ ልዕ 71 ሺሕን 700 ኢትዮጵያውያን ምምላስ ከምዝተኽኣለ ተሓቢሩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.