Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትራትን ከይዲ ስራሕ መዕርፎ ነፈርቲ ነጌሌ ቦረና ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትራትን ከይዲ ስራሕ መዕርፎ ነፈርቲ ነጌሌ ቦረና ተዓዚቦም።

እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብ1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዝህነፅ ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ ቀፃሊ ዓመት መፋርቕ ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ።

ኣይተ ሽመልስ፥ እቲ ከባቢ ብልፅግና ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዘኽእል ሰፊሕ ዓቕሚ ብኹሉ ዓውዲታት ዘለዎ ኢዩ ኢሎም።

ነቲ ዓቕሚ ንምጥቃም እቲ መገዲ ኣየር ልዑል ግደ ከምዘለዎ ድማ ገሊፆም።

ብመራዖል ከድር

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.