Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂ ንዞባ ጎፋ ልዕሊ 6 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስርር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ(ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅም ዜጋታት ልዕሊ 6 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሩ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደ ንዝተገበረ ሓገዝ ብምምስጋን፤ እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ እቲ ክልል ብዘላቕነት እቲ ፀገም ንምፍታሕ ኣብ ዝሰርሖ ስራሕ ዝተለመደ ሓገዝን ምትሕብባርን ንኽገብር ፀዊዖም።

እቲ ሓገዝ ዘረከቡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ኢ/ር) በቲ ሓደጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ብምግላፅ ንዝተጎድኡ ወገናት ፅንዓት ከምዝተመነዩ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.