Fana: At a Speed of Life!

እቲ ኣገልግሎት ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል እቲ ኣገልግሎት ርስቱ ይርዳ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ኣብቲ ቦታ ብምርካብ ኣፅናዕኒዖም፡፡

ቤት ዕዮ እቲ ኣገልግሎት በቲ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ክልተ ሚሊየን ብር ከምዝገበረ ተዛሪቦም።

ኣብቲ ከባቢ ስግኣት ዘለዎም ዜጋታት መንግስቲ ብዘመቻችዎ ኣማራፂ ካብ ስግኣት ቀጠና ንኽወፅኡ ንምግባር ብንትሕብባር ከምዝስራሕ እውን ገሊፆም፡፡

ብታሪኩ ለገሰ፣ ማቱሳላ ማቴዎስን መለሰ ታደለን

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.