Fana: At a Speed of Life!

መመዝገቢ ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመዝገቢ ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ ነዚ ጠነግ https://www.ethiocoders.et/ ብምጥዋቕ ምምዝጋብ ከምዝከኣል እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ ኣረዲኡ።

ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ትማሊ ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕላዊ ከምዝኾነ ይዝከር።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.