Fana: At a Speed of Life!

ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብግዕዚይናን ምዝበራ ሃፍቲን ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።

ካብ መንጎ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ፥ ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ሃብታሙ ኣበበ (ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንት ታምራት ታገሰ (ዶ/ር)ን ይርከቡዎም።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ዝነበረ ምዝበራ ሃፍቲ ዝጠመተ ምርመራዊ ፊልም ምቕራቡ ይዝከር።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.