Fana: At a Speed of Life!

ምዕባለ ግሪን ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ግሪን ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ ከብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።
 
ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ፓርክ ኣይሲሲ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።
 
እቶም ሚኒስትር፥ ምዕባለ ግሪን ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።
 
እቶም ዝተተኸሉ ፈልሲታት ፅባቐ ካብ ምዃን ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ብግሪን ኢኮኖሚ ዝማዕበለት ንክትከውን ዘኽእል ከምዘኾነ ገሊፆም።
 
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.