Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ዘበን ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 4 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክትከል ካብ ዝተተለመ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ክሳብ ሐዚ 4 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ገሊፆም።

ካብ እዋን ናብ እዋን እናተመናመነ ዝመፅአ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክሌማዊ ለውጢን ኣሉታዊ ፅዕንቶ ብምክልኻል ፍሪያት ግብርና ንምምዕባልን ዘላቒ ነት ዘለዎ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንምህናፅን እቲ መርሃ ግብሪ ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ ተዛሪቦም።

ሎሚ መዓልቲ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ሚኒስቴር ግብርናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ከተማ ሸገር ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዶም።

ሎሚ ዘበን ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክትከል ካብ ዝተተለመ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ክሳብ ሐዚ 4 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.