Fana: At a Speed of Life!

ተግባር ወለንታዊያን ተሳገርቲ ወሰን ሓድነት ህዝቢታት ከምዘጠናኸረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባር ወለንታዊያን መናእሰይ ተሳገርቲ ወሰን ሓድነት ህዝቢታት ከምዘጠናኸረ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ።

ኣብ ዝተፈላለያ ክልልትን ምምሕዳራት ከተማን ብምዝውዋር ኣገልግሎት ወለንታዊያን ዝፍፅሙ ዘለዉ መናእሰይ ተሳገርቲ ወሰን ጉጅለ ወለንታዊያን ኣብ ክልል ሃረር እቲ ኣገልግሎቱ ከምዘካየደ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሙና ኣሕመድ፥ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብመናእሰይ ተሳገርቲ ወሰን ዝተባብዑ ስራሕቲ ከምዝተፈፀሙ ሓቢረን።

እቶም ወለንታዊያን ኣብ መርሃ ገብሪ ምንባር ኣሰር ፈልሲ ብምትካል፣ ዓቕሚ ንዘይብሎም ወገናት ብምድጋፍ፣ መንበሪ ኣባይቶም ብምሕዳስን ወዘተ ብድምር ኣብ 14 ዓይነታት ስራሕቲ ይሳተፉ ኣለዉ ኢለን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.