Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጅግጅጋ ክልል መረፃ 2 እናተኻደ ዝወዓለ ዳግም መረፃ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ክልል መረፃ ክልተ ሎሚ መዓልቲ እናተኻደ ዝወዓለ ዳግም መረፃ ከምዝተዛዘመ መተሓባበርቲ መረፃ ኣፍሊጦም።

መተሓባበሪ እቲ መረፃ ኣይተ ሃይለየሱስ ወርቁ ከምዝገለፁ፥ ኣብታ ከተማ ብዝተጣየሹ 123 ጣቢያታታት መረፃ ህዝቢ ብዘይምንም ፀገም ብናፃን ዴሞክራሲያዊ መገዲን ንዝደልዮ ሕፁይ መሪፁ።

እቲ መረፃ ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ተዓዘብቲ መረፃን ኣፈፀምቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ በቢጣቢያ መረፃኡ ቆፀራ ድምፂ ከምዝተጀመረ ግዜኢ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.