Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም እተካይዶ ዘላ ስራሕ ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብሪሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ  ንዓውዲ ቱሪዝም ዝሃበቶ ልዑል ጠመተን እተካይዶ ዘላ ሰፊሕ ስራሕቲ ልምዓትን ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብሪሃ።

ጉባኤ ሚኒስትራት ቱሪዝም ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ።

ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ጉባኤ ይሳተፋ ኣለዋ።

ኣምባሳደር ናሲሴ፥ ኢትዮጵያ ብመንፅር ልምዓት ቱሪዝም ዘለዋ ሰፊሕ ዕድል፣ ነቲ ዓውዲ ዝሃበቶ ጠመተን እናካየዶ ዘላ ስራሕቲን  ዝጠመተ መብርሂ ሂበን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.