Fana: At a Speed of Life!

ኣኼባ ሓለፍቲ ዓቀብቲ ሕጊ ሃገራት ብሪክስ መግለፂ ሓበራዊ ስምምዕነት ብምሃብ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ከተማ ሴንት ፒተርስበርግ ዝሳለጥ ዝነበረ ኣኼባ ሓለፍቲ ዓቀብቲ ሕጊ ሃገራት ብሪክስ መግለፂ ሓበራዊ ስምምዕነት ብምሃብ ተዛዚሙ።

እቲ ኣኼባ ካብ 10 ክሳብ 14 ሰነ 2016 ዓ.ም ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ዲጂታል መፍትሒ ንምክልኻል ገበንን ምርግጋፅ ልዕልነት ሕጊን በዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኻይዱ።

ኣብቲ ፎረም፥ ተመክሮ ኢትዮጵያን ኣብ ዓውዲ ፍትሒዘሎ ዲጂታል መፍትሒ ንምክልኻል ገበንን ምርግጋፅ ልዕልነት ሕጊን ዝግበሩ ዘለዉ ተመክሮታት ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ፍትሒ ተስፋዬ ዳባ ቀሪቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.