Fana: At a Speed of Life!

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ 2 ሃገራዊ ኣፍረይቲ ፋርማሲዩቲካል ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ክልተ ሃገራዊ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ፋርማሲዩቲካል ስምምዕነት ከቲሙ።

ኣብቲ ውዕሊ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰን ሰብ ዋና እተን ኩባኒያታትን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

ኣይተ ኣክሊሉ፥ እቲ ኮርፖሬሽን ንሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲ ብዝሃቦ ጠመተ ኣብ ውሽጢ እተን ፓርክታት ዘለዉ ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝነበሮ 10 ሚኢታዊ ናብ 55 ሚኢታዊ ምብፃሕ ከምዝተኽኣለ ተዛሪቦም።

“መሬትና ንሰብ ሃፍቲና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተጀመረ ጎስጓስ ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲ ብልዑል ኩነታት ክብ ከምዘብል ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.