Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ኣምሪሑ።

መበል 23 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ካሜሩን ኣብ ከተማ ዱዋላ ከምዝካየድ ካብ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብቲ ውድድር ዝሰሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ ወጋሕታ ናብ ካሜሩን ዘምረሐ እንትኸውን÷ ሓለፍቲ ስራሕ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ምፍናው ገይሮምሎም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.