Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ፊንላንድን ደገፍ ስምምዕነት 313 ሚሊየን ብር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፊንላንድን ደገፍ ስምምዕነት 313 ሚሊየን ብር ከቲመን።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ልምዓትን  ቪሌ ታቪዮ ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

ካብ 2025 ክሳብ 2028 ዓ.ም.ፈ ዝትግበር እቲ ስምምዕነት፥ ንመምህራን ደገፍ ቴክኒክ ብምቕራብ ኣካታቲ ፅርየት ትምህርቲ ዕላዊ ንምግባር ከምዝውዕል ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.