Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ኣብ 5ይ ደረጃ ተቐሚጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ኣብ ሓምሻይ ደረጃ ተቐሚጣ።

ከም ሓሬታ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ሓምሻይ ደረጃ ዝሓዘት 205.1 ቢሊየን ዶላር ሓፈሻዊ ፍርያት ውሽጢ ሃገር (GDP) ብምምዝጋብ ኢዩ።

ካብ ዓለም ድማ ኣብ መበል 57 ደረጃ ተሰሪዓ ትርከብ፡፡

ደቡብ ኣፍሪካ ፣ግብፂ፣ ኣልጄሪያን ናይጄሪያን ድማ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ዘለወን ሃገራት ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ዝሓዛ ሃገራት ኢየን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.