Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ንበዓል ሓዱሽ ዓመት “ቢስት ባር”ብሄር ቤንች ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንበዓል ሓዱሽ ዓመት “ቢስት ባር”ብሄር ቤንች ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።

እቲ ፓርቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል ንመላእ ተወለድቲን ኢትዮጵያዊያንን እቲ ብሄር ሙሉእ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ሰላምን ታሕጓስን ንክኾነቶም ተመኒዩ።

ኣብ ሃገርና ካብ መንጎ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘመን መለወጢ ዕለታት ዘለዎም ብሄረሰባት ህዝቢ ቤንቺ ዘኽብሮ “ቢስት ባር” ሓደ ከምዝኾነ ኣዘኻኺሩ።

“ቢስት” ማለት ፈላማይ ወይ በኹሪ እንትኸውን፥  “ባር” ድማ  በዓል ማለት ከምዝኾነ ኣብሪሁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.