Fana: At a Speed of Life!

ዩክሬን ካብ ሩሲያ ዝተተኮሱላ 5 ሚሳኤላትን 48 ድሮናትን ምሕምሻሻ ኣፍሊጣ

አዲስ አበባ፣ ግንቦት 30፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ዩክሬን ካብ ሩሲያ ዝተተኮሱ 5 ሚሳኤላትን 48 ድሮናትን ምሕምሻሹ ሰራዊት ዩክሬን ኣፍሊጡ።

ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ከባቢ ኪየቭ ብድሮናትን ሚሳኤላትን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ኣብ ሓደ ትካል ኢንዱስትሪ ሓደጋ ባርዕ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ።

ሰራሕተኛታት እዋን ሓደጋ ንጎሆ ነቲ ባርዕ ናይ ምጥፋእ ስራሕ ከምዝፈፀመ ተሓቢሩ።

በቲ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብ ዘጋጠመ ሓደጋ ከምዘየለ ምግላፁ ሬውተርስ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.