Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ምስ ኩባኒያ ፋሬሲን፥ ፎርም ወርክ ኣልሙኒየም ንፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ምስ ኩባኒያ ፋሬሲን ጣሊያን ፎርም ወርክ ኣልሙኒየም ንፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ኩንትራት ከቲሞም።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎን ዋና ዳይሬክተር ኩባንያ ፋሬሲን ጣሊያን ኩባኒያ ፋሬሲን ጊያኮሞ ዳላ ፎንታና ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

እቲ ስምምዕነት ኮንትራት 3 ሚሊየን ዩሮ እንትኸውን፥ ኣብቲ ግሩፕ ዝርከብ ማሽነሪ ኮንስትራክሽን ምፍራይ ኢንዱስትሪ  ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ከምዝወሰድ ተገሊፁ።

ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ብሕታዊ ኣፍራዪ ፎርም ወርክ ኣልሙኒየም ክኸውን ከምዘኽእሎ ታቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.