Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ “እንኳዕ አሐጎሰኩም” ብምባል ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ “እንኳዕ አሐጎሰኩም” ብምባል ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሳልሳይ ምርጫ ንዝተዓወቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ምርጫ ህዝቢ ሓቃዊ በዓል ዋና ስልጣን ምዃኑ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ናሬንድራ ሞዲ ሰለማዊ መርጫ ብምክያድ ንዓወት ብምብቀዖም እንኳዕ አሐጎሰካ ከብሉ ገሊፆም።

እቲ ምርጫ ኣብ ህንዲ ዴሞክራሲያዊ ሰርዓት ምምፅኡ ዘርእይ ከምዝኾነ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ኣብሪሆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.