Fana: At a Speed of Life!

ንማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒልክ ልዕሊ 128 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም እታወታት ሕክምና ንምቕራብ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒልክ ዝውዕል ብ128 ሚሊየን 156 ሺሕን 898 ብር ብር እታወታት ሕክምና ንምቕራብ ስምምዕነት ፈሪሙ።

እቲ ግሩፕ ምስ ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትካል ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያን ብዝፈፀሞ ሰለስተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት መሰረት፤ ንሰለስተ ዓመት ዝኸውን እታወት ሕክምና ሓገዝ ክገብር ኢዩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.