Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ዳዊት ወልዴ እንትዕወት ጥሩነሽ ዲባባ 3ይቲ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ እንትዕወት ኣትሌት ውርይቲ ጥሩነሽ ዲባባ 3ይቲ ወፂኣ።

ጥሩነሽ ዲባባ እቲ 10 ኪሎ ሜትሮ ብ30 ደቒቕ 03 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ፡፡

ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 10 ኪሎ ሜትሮ ድማ ዳዊት ወልዴ 26 ደቒቕ 55 ሰከንድ ብምእታው እንትዕወት÷ ኬንያዊ ኣትሌት ቪንሴንት ኪማዮ 2ይ ኡጋንዳዊ ማርቲን ኪፕሮቲች ድማ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.