Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ።

እቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት እቲ ክልል ኣይተ ፍቃዱ ተሰማን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ኣብዱልኣዚዝ ዳውድ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ድሕሪ ለውጢ ኣብቲ ክልል ዝተመዘገቡ ውፅኢታት ዘድሀበ መበገሲ ሓሳብ ዘተ ምቕራቦም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.