Fana: At a Speed of Life!

ጥረ ኣቑሑ ውሽጢ ዓዲ ብምጥቃም ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን ብስፍሓት ይፈሪዩ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥረ ኣቑሑ ውሽጢ ዓዲ ብምጥቃም ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን ብስፍሓት ይፈሪዩ ከምዘለዉ ኢንስቲትዩት ልምዓት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ገሊፁ።

ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክስታይልን ፋሽንን ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር፥ “ከይዲ ሰንሰለት ጡጥ፣ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ።

ኣብ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ልምዓት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ስለሺ ለማ፥ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ኣፍሪኻ ርእስኻ ናይ ምኽኣል ዓቕሚ ኮይኑ ኣሎ ኢሎም።

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብንእሱ 1 ቢሊየን ዶላር ዝኸውን ሸርፊ ወፃኢ ብምውፃእ ፍሪያታት ጨርቃ መርቅን ኣልባሳትን ክኣትዉ ከምዝፀንሑ ምዝራቦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.