Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ቡርሃኔትን ዱራን ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ፥ ኣብ ሻውዓይ ፖለቲካዊ ዘተ ኢትዮጵያ-ቱርክ ዝጠመተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዱራን፥ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ፣  ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ከምዝዳህሰሱ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.