Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ካብ ዝሓለፈ ሰኑይ ጀሚሩ እናተኻየደ ኣብ ዘሎ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ።

መሪሕ ሓሳብ ናይቲ ዓመታዊ ጉባኤ “ትራንስፎርሜሽን ኣፍሪካ፣ ጉጅለ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ለውጢ ዓለም ለኸ ፋይናንሺያል ኣርክቴክቸርን” ኢዩ።

ኣብቲ ጉባኤ፥ ብኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ባጫ ደበሌ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸቡ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ናይሮቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.