Fana: At a Speed of Life!

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግ ኢትዮጵያን ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኣብ ትሕቲኡ ዝመሓደሩ ኩባኒያታትን ተዛቲዮም።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሎሚ መዓልቲ ምስ ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግ ኢትዮጵያን ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኣብ ትሕቲኡ ዝመሓደሩ ኩባኒያታትን ተዛቲና” ኢሎም።

በዚ ድማ በቶም ኩባንያታት ክፍፀሙ ብዛዕባ ዘለዎም ኦዲት፣ ክፍሊት ትርፊ ብፅሒት፣ ምስቲ ሆልዲንግ ብዘሎ ርክብ ስራሕ ዝነበሩ ፅቡቕ ኣፈፃፅማታት ከምኡ እውን ብቕልጡፍ ብሓባር ምፍታሕን ምስጋርን ብዛዕባ ዝህነፁ ማሕለኻታት ልዝብ ብምግባር ተረዳዲእና ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.