Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሌዥ ካብ ቀዳሞት ናይ ፅዕነት መገዲ ኣየራት ምዝተሰርዐ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ፅዕነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂየም ከተማ ሌዥ ካብ ቀዳሞት ናይ ፅዕነት መገዲ ኣየራት ምዝተሰርዐ ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ልዕሊ 160 ሺሕ ቶን ፅዕነት ካብ ከተማ ሌዥ ናብ ዝተፈላለያ ኣህጉራት ብብቕዓት ከምዘመላለሰ ሓበሬታ እቲ መገዲ ኣየር የመላኽት፡፡

ብመሰረት እዚ ናብ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ኤስያ፣ ኣውሮፓ፣ ማእኸላይ ምብራቕ፣ ሰሜንን ደቡብን ኣሜሪካ ብትግሃት ብምምላስ ኣብ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ ልዑል ግደ እናተፃተ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.