Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ምስ መላእ ኣመራርሓ እታ ከተማ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ መላእ ኣመራርሓ እታ ከተማ ተዛቲየን።

እተን ከንቲባ ነዚ ስዒቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ “ልመናን ጠለብ ርዳእታን ምትራፍ፣ ዕድል ስራሕ ብስፍሓት ምፍጣርን ፅዕንቶ ምኽባር ናብራ ብዘላቕነት ምንካይን ሓደ ዓብዪ ትኹረት ዝወሃቦ ስራሕ ብምዃኑ፤ ኣብዚ ጉዳይ ምስ መላእ ኣመራርሓ ከተማና ተዛቲና” ክብላ ገሊፀን።

“እዚ ንምዕዋት ናይ ልምዓት ሓይልና ብምትሕብባርን ፀጋታትና ብምጥቃም ዝጀመርናዮም ስራሕቲ ኣጠናኺርና ክቕፅሉ ብምግባር፣ ግንዛበታት ክብ ብምባል ከምኡ እውን ውፅኢታውነት ስራሕትና ክቕፅል ብምግባር ሉኣላውነት ውሕስና ምግቢ ብምርግጋፅ ንምዕባለና ክንተግህ ኢና” ክብላ ኣብሪሀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.