Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ብቐይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝሓልፋ መርከባት ንግዲ ዝግበር መጥቃዕቲ ደው ንክብል ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ብቐይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝሓልፋ መርከባት ንግዲ ዝግበር መጥቃዕቲ ደው ንክብል ሓቲቶም።

እቶም ሚኒስትር፥ ሎሚ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ የመን ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዩ እቲ ሕቶ ኣቕሪቦም።

ኣብቲ ጉዳይ ቻይና ሃናፂ ግደኣ ንምውፃእ ድልውቲ ከምዝኾነት ምግላፃ ሬውተርስ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.