Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ሲምፖዚየም ምርምር ፖሊሲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ሲምፖዚየም ምርምር ፖሊሲ ኣብ ዩንቨርስቲ ፖሊሲ ይካየድ ኣሎ።

ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ መስፍን ኣበበ፥ ኣብቲ ሲምፖዚየም ክፍተታት ኣገልግሎት ፖሊሲ ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኹ ምርኣይ ዝኽእሉን ጠቐምቲ ሓሳባትን ዝለዓልሉ ኢዩ ኢሎም።

እቲ ዩንቨርስቲ ካብ ኣፍሪካ ተመራፂ ትካል ነክኸወን ብዙሓት ማእኸላት ስልጠና ይህነፁ ከምዘለዉ አውን ተዛሪቦም።

ኩለ መዳይ ፖሊሳዊ ዓቕሚ ምርምርን ፎረንሲክን ምዕባይ ዘኽእሉ ስራሕቲን ምርምርን ጎኒ ንጎኒ ምፍፃም ዘኽእሉ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ኢሎም።

ብይስማው ኣደራው

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.