Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ክሊ ልምዓት ኣባይቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ኣዘርባጃንን ኣብ ክሊ ልምዓት ኣባይቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።

ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኣይተ ረሻድ ከማልን ዘካተተን ልኡ╒ኽ ምስ ኣመራርሓ እቲ ኤጀንሲ ዘቲዩ።

ኣብቲ ዘተ፥ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ኣዘርባጃንን ኣብ ክሊ ልምዓት ኣባይቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።

እቲ ኤጀንሲ ብመንግስቲ ከም መበገሲ ደገፍ ፋይናንስ ኢንቨስትመንት ተገይሩሉ ኣባይቲ ከምዝሃንፅ ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ።

ምስ እዋናዊ ዕዳጋ እንትነፃፀር ካብ 30 ክሳብ 40 ሚኢታዊ ንከያ ዋጋ ዘለዎም ኣባይቲ ንዜጋታት እታ ሃገር ብምቕራብ ዕዳጋ የረጋግዕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.