Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ልኡኽ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን፡፡

ኣብ ዘተአን ድማ÷ ፕሮጀክታት ህንፀት ኣባይቲ ኣብ ዝድግፉሉ ኩነታት ጠሚተን ከምዝተመያየጣ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ፅሒፈን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.