ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዝተፈላለዩ ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን
ኣዲስ ኣበባ፤ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዝተፈላለዩ ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን።
ብመሰረት እዚ፦
- ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ገብሬ
- ኣምባሳደር እሸቴ ጥላሁን ወልደየስ
- ኣምባሳደር ለገሰ ገረመው ሃይሌ
- ኣምባሳደር ደሊል ከድር ቡሽራ
- ኣይተ እስክንድር ይርጋ ኣስፋው
- ኣይተ ልኡልሰገድ ታደሰ ኣበበ
- ወይዘሮ ናርዶስ ኣያሌው በላይ
- ኣይተ ብሩክ መኮንን ደምሴ
- ኣይተ ቴዎድሮስ ግርማ ኣበበን
- ኣይተ መኩሪያ ጌታቸው ወርቁን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርነት፤
ከምኡ እውን፦
1 . ኣይተ በትረ መንግስቱ ብርሃኑ
2 . ኣይተ ዮሃንስ ፈንታ ወልደጊዮርጊስ
- ኣይተ ሃይለስላሴ ሱባ ገብሩ
4 . ኣይተ ንጉስ ከበደ ካሳው
- ኣይተ ዘሪሁን ኣበበ ይግዛው
- ኣይተ ተሾመ ሹንዴ ሃሚጦ
7 . ኣይተ ሌሊሳ ብርሃኑ ገለታ
8 . ኣይተ ደረጀ በየነ ደምሴ
9 . ኣይተ ሰብስቤ ባዴ ኣድባብ
10 . ኣይተ ነብዩ ተድላ ነጋሽ
11 . ኣይተ አንተነህ ኣለሙ ሰንበቴ
12 . ወይዘሪት ለምለም ፍስሃ ምናለ
13 . ኣይተ ኣንዋር ሙክታር መሃመድ
14 . ኣይተ ኣብርሃም መንግስቱ ገመቹ ድማ ብኣምባሳደርነት ዝተሾሙ ከምዝኾኑ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com