Fana: At a Speed of Life!

ገደብ ኢንጂነሪንግ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ገደብ ኢንጂነሪንግ ን#ውቅብቲኢትዮጵያ ሓደ ሚሊዮን ብር ብምብርካት ናብቲ ጎስጓስ ተፀምቢሩ።

ኣብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ዜጋታት ተሳትፎ ምግባሮም ቀፂሎም፡፡

ትማሊ ዕለት ኣብ ዝተኻየደ ዲጂታል ቴሌቶን ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 154 ሚሊየን ብር ምትእኽኻብ ከምዝተኽኣለ ይፍለጥ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.