Fana: At a Speed of Life!

ሆራ ትሬዲንግ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሆራ ትሬዲንግ ን#ውቅብቲኢትዮጵያ 2 ሚሊዮን ብር ብምብርካት ናብቲ ጎስጓስ ከምዝተፀምበረ ኣፍሊጡ።

ናይ ህዝቢ መናፅሂ ቦታታት ብምህናፅ ክብሪ ሓሊኻ ናይ ምንፃህ ባህሊ ንምድንፋዕ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ዕላዊ ዝኾነ ጎስጓስ “ንፁህ ጎደና – ናብራ ብጥዕና” ብዙሓት ብምፅምባር ሓገዝ እናገበሩ ይርከቡ።

ትማሊ ዕለት እውን ኣብ መላእ ዓለም ካብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 154 ሚሊየን ብር ከምዝተኣከበ ይዝከር፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.