Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ መዓልቲ ንውቅብቲ ኢትዮጵያ ብር 50 ሚሊየን ኣብ ሓደ ፀሓይ ንምትእኽኻብ ዘኽእል ዲጂታል ቴሌቶን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ንውቅብቲ ኢትዮጵያ ብር 50 ሚሊየን ኣብ ሓደ ፀሓይ ንምትእኽኻብ ዘኽእል ዲጂታል ቴሌቶን ክካየድ ኢዩ።

አብዚ ዲጂታል ቴሌቶን ዜጋታት ንክሳተፉ ዕድል ተደሊዩ ኣሎ።

ስለ ዝኾነ ሎሚ 4 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክፅንበሩ/ራ ፃውዒት ቀሪቡ።

ህዝባዊ ሽቓቕ ብምህናፅ ክብሪ ሓሊኻ ናይ ምፍታንን ምሻንን ባህሊ ክብ ንምባል ዓሊሙ ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ 18 ሚያዚያ 2016 ዓ ም ዓላዊ ዝኾነ ጎስጓስ “ፅሩይ መገዲ-ናብራ ብጥዕና” ብዙሓት ዜጋታት ብምፅንባር ደገፍ ይገብሩ ኣለዉ።

ሎሚ መዓልቲ ንውቅብቲ ኢትዮጵያ ብር 50 ሚሊየን ኣብ ሓደ ፀሓይ ንምትእኽኻብ ዘኽእል ዲጂታል ቴሌቶን ሰለ ዝካይድ ናብዚ ንክፅንበሩ/ራን ደገፍ ንክገብሩ/ራን ፃውዒት ቀሪቡ ኣሎ።

ን#ውቅብእቲኢትዮጵያ

For a #CleanEthiopia

ኣብ ባንኪ ንግዲ ኣብ ዝተኸፈተ ቁፅሪ ሒሳብ 1000623230248፣ ብሔራዊ ባንክ ናይ ዶላር ኣካውንት 0101211300016 ን ብስዊፍት ኮድ NBETETAA ጎስጓስ “ፅሩይ መገዲ – ናብራ ብጥዕና” ይፀንበሩ/ራ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.